The Eritrean national anthem was written by Solomon Tsehaye Beraki and composed by Isaac Abraham Meharezghi and Aron Tekle Tesfatsion.
ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ፡ በዓል ደማ እናልቀሰ ተደምሲሱ፡ መስዋእታ ብሓርነት ተደቢሱ። መዋእል ነኺሳ ኣብ ዕላማ፡ ትእምርቲ ጽንዓት ኰይኑ ስማ፡ ኤርትራ'ዛ ሓበን ውጹዓት፡ ኣመስኪራ ሓቂ ክምትዕወት። ኤርትራ ኤርትራ፡ ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ። ናጽነት ዘምጽኣ ልዑል ኒሕ፡ ንህንጻ ንልምዓት ክሰርሕ፡ ስልጣነ ከነልብሳ ግርማ፡ ሕድሪ'ለና ግምጃ ክንስልማ። ኤርትራ ኤርትራ፡ ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ።
⏪ Back to the national symbols of Eritrea
Eritrea is known for the Colonial architectural structures